ዓንዲ ሕጊ ማሕበር ኤርትሮ ጀርመን

Our Constitution

 ዓንቀጽ 1፣   ስም  ማሕበር

 እዚ ማሕበር እዚ “ማሕበር ኤርትሮ ጀርመን ምሕደራውን ባህላውን ማእከል’’ ተባሂሉ ይጽዋዕ። 

ዓንቀጽ 2፣ ትርጉም ማሕበር

 ማሕበር ኤርትሮ-ጀርመን ማለት ካብ ጀርመን ዝተመልሱ ኤርትራውያንን ኣብ ጀርመን ዝነብሩን ከምኡ’ውን  ኣብ ኤርትራ ሕጋውያን ነበረቲ ጀርመናውያንን ዘጠቓልል ማሕበር እዩ። 

ዓንቀጽ 3፣ ኣርማ ማሕበር

 ምሕዝነት ኤርትራውያንን ጀርመናውያንን ንምግላጽ ባንደራ ኤርትራን ጀርመንን ብክባዊ ቅርጺ ዝተኣሳሰር ኣርማ ማሕበር የመልክት።  

ዓንቀጽ 4፣ ኣድራሻ  ማሕበር

 ማእከላይ ቤት/ጽሕፈት ማሕበር ኤርትሮ ጀርመን ኣብ ኣስመራ ጎደና ጉረቶ ቁ. 173  ፖስታ ሳጹን ቁ.5871 ተሌ 12 21 93 ኰይኑ ኣድላዪ ምስ ዝኸዉን ኣብ ዝተፈላለየ ከባቢታት ጨናፍር ክኸፍት ይኽእል።  

ዓንቀጽ 5፣  ዓይነት ማሕበር

 እዚ ማሕበር እዚ ብመሰረት ሕጋጋት ኤርትራን  ዓንዲ ሕጊ ማሕበርን ኣብ ፖለቲካዊ ንጥፈታት ዘይዋሳእ ዘይመኽሰባዊ ማሕበር ኮይኑ፣ ማሕበራዊ ንጥፈታቱ ንምትግባርን ቀጻልነቱ ዘውሕሰሉን ምንጪ ኣታዊታት ክህልዎ ኣገዳሲ ስለ ዝኾነ ዝተፈላለዩ ቁጠባዊ ንጥፈታት የካይድ።
 
  Download in PDF Format: Eritro German Consitution 2014
 

Type of Association

The Association shall be a non-political and a not-for-profit within the meaning of the relevant laws of Eritrea and shall be governed by the Statute of Association hereof, and the relevant laws of Eritrea.

The purposes of the Association

The Association being an entity formed between and to be joined by persons who believe in the cultural exchange of the citizens of Eritrea and Germany, in a positive manner, it shall have the following main purposes:

  • To strengthen cultural exchanges and economic cooperation between Eritrea and Germany,
  • Subject to the capacity of the Association, to educated the cultures and languages of the peoples of Eritrea and Germany,
  • To establish kindergarten, and sport and entertainment facilities to be utilized by members;

Download in PDF Format: Eritro German Consitution 2014