Our Mission   /ዕላማና

Eritro-German Association (ERG), founded 1996 is non profit organization, whose main aim is to provide and promote cultural activities between German and Eritrea. Hosting different cultural activities, German language Courses, kinder Garden are among many other services provide by ERG. Members of Eritro-German are Eritreans who returned from Germnay, Germans living in Eritrea and Eritreans still living in Germany for at least 5 years. 

 

ዕላማና

ዕላማ ማሕበር
7.1 እዚ ማሕበር እዚ ኣብ ናይ ሓባር ጥቕሚ ዝተመርኰሰ ኮይኑ ኣብ ማሕበራውን
ባህላውን ምዕባለታት ይነጥፍ።
7.2 ዕላማ ናይዚ ማሕበር’ዚ ንሓልዮት ስደታኛታት ኤርትራውያን ተመለስቲ ካብ
ጀርመንን ነበርቲ ኣብ ጀርመንን ጀርመናውያን ነበርቲ ኣብ ኤርትራን ጥራይ
ዘገልግል ይኸውን።
7.3 ኣብ መንጎ ኤርትራን ጀርመንን ከም ድንድል ኮይኑ ባህላውን ማሕበራውን
ዝምድናታት የተባብዕን ንኽምዕብል ይጽዕርን፣ ቋንቋ ጀርመንን ካልእ ቋንቋታትን
ይምህር፤ ቤት-ንባብ ንዝግልገሉ ይቕርብን ካልእ ምስ’ዚ ኣርእስቲ እዚ ዝዛመድ
ንጥፈታት የካይድን......ንዝያዳ ሓበሬታ Eritro-German-Consitution-2014.pdf